ዓንቀጻት
ሰብን እንስሳታትን
ሰብ፡ ረብሓ ንዘይረኽበሉ ነገር ጸዓት ኣየጥፍኣሉን’ዩ። ምስኡ ንኽነብሩ ዘልመዶም እንስሳታት ንጥቕሙ'ምበር ብሓልዮት ኣይኰነን። ንሰብ እናሰጐጐኸ ኸመይ ኣቢሉ እንስሳታት የቕርብ፧ እዚ ዘገርም የብሉን። ንሰብ ሓደ ሳዕ ወይ ክልተ ሳዕ ጥራይ ኢኻ…








